ኣስተዉዕል! ካብ 2019-03-20 ህጻናት ኣብ ዝሓምሉ ግዜ ናይ ቦታ ምሓዝ ሓድሽ ተወሳኺ ሕጊ

እንተዘይኮነ ግን እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ቦታ ምሓዝ ሕግታት እዩ ዝምልከት

ህጻን እንተ ሓሚሙ
ናይ መዉኣለ ህጻናት ሰራሕተኛታትን ናይ ፍሪቲድስ ሰራሕተኛታትን ኣብ ሞንጎ ህጻናት ዘሎ ናይ ብከላ
(ኢንፈክሽን)
ብሓፈሽኡ ክሪኡ ስለ ዝኽእሉ፣ ነቲ ኣብ ናይ መዋእለ ህጻናት/ትምርታዊ ክንክን/ፍሪቲድስሄም ዘሎ
ልሙድ ናይ ጽሬት
ኣተሓሕዛ ንግዚኡ ክኸርር ዉሳኔ ክወስዱ ይኽእሉ እዮም። ንምሳሌ ሕማም ናይ ዉጽኣት ንኸይላገብ
ደረት ንምግባር
ክኸዉን ይኽእል።
ካብኡ ዝተረፈ ንናይ Vårdguidens rekommendationer ተኸተል፣ እዚ ማለት:
 ረስኒ: ህጻን ብዘይ ፈዉሲ ረስኒ 24 ስዓት ካብ ረስኒ ነጻ ክሳብ ዝኸዉን ኣብ ገዛ ይጽናሕ።
 ድኻም: ህጻን ኣብ መዉኣለ ህጻናት ወይ ኣብ ትምህርቲ ክንክን እቲ ዝግበሮ ንጥፈታት ብምኽንያት
ድኻም እንድሕሪ ድኣ ከገብሮ ዘይክእል ኮይኑ ኣብ ገዛ ይጽናሕ። ንምሳሌ ህጻን ብምኽንያት ስዓል
ከይደቀሰ እንድሕሪ
ሓዲሩ።
 ዉጽኣት ወይ ተምላስ: ህጻን ከም ሉሙድ ክበልዕ ክሳብ ዘይክኣለን ካብ ዘምለሶ ወይ ሓዉሲ ማይ
ዉጽኣት ካብ ዘዉጽኦ 48 ስዓታት እንተዘይሓለፈን ኣብ ገዛ ይጽናሕ።
 ኢምፐቲጎ (ተሓላላፊ ናይ ቆርበት ሕማም) ፍሮማይ: ክሳብ ቁስሊ ዝነቅጽ ገዛ ይጽናሕ።
ክንክን ጸር-ነፍሳት (ኣንቲባዮቲክ): ህጻን ክሳብ ካብ ረስኒ ነጻ ዝኸዉንን ሓፈሻዊ ጹቡቕ ናይ ጥዕና
ኩነታን ክሳብ ዝህልዎን ከምኡ ዉን ካብ ዝሕከም ክልተ መዓልቲ ክሳብ ዝገብር ኣብ ገዛ ይጽናሕ።
ብናይ ግዝያዊ መድሃኒት ምዉሳድ ሕክምና: ህጻን እንድሕሪ ብወለዲ ወይ ብብጹሓት ዝዉሃብ
መድሃኒት እንድሕሪ ዝወስድ ኮይኑ ኣብ ገዛ ይጽናሕ፣ ንምሳሌ ከም ናይ ዓይኒ ዝዉሃብ ንጥብታት ወይ
ጸር-ነፍሳት (ኣንቲባዮቲክ)። ሰራሕተኛ ናይ መዉኣለ ህጻናት/ናይ ቀትሪ ተኻናኸንቲ ህጻናት፣ ንህጻናት
ግዝያዊ መድሃኒት ክህቡ ኣይግደዱን እዮም።

ሕጊ ቦታ ምሓዝ ናብ መዋእል ህጻናት፣ ፍሉይ ክንክን፣መዘናግዒ ጊዜን
ሰተር ምምሕድዳር
መዋዕል ህጻናት ዪዕድም ካብቲ ዉላድካ ሓደ ዕድሜ ክሳብ እቲ ቆልዓ ትምህርቲ ዝጅምር፣ ደሓር ዪሰጋገር ናብ
መዘናግዒ ጊዜን ቦታን።
መዋዕል ህጻናት ወይ መዘናግዒ ጊዜ ክወሃበካ፣ ክትሰርሕ ወይ ክትመሃር አሎካ። እቲ ቆልዓ መሰል አሎዎ ቦታ
ክረክብ እቲ ጊዜ ንስኻ ትሰርሕ ተኾይንካ ወይ ትመሃር ተኾይንካ ናይ መገድኻ ተወሳኺ።
እቲ ጊዜታት ንናይ ቆልዓ ትምህርቲ አማሓዳሪ ተብጽሖ ብኤ-ሜይል ወይ ብፎርሚ።ጊዚያዊ ለውጥታት ናይቲ
መደብ ወይ ዕረፍቲ፣ዪንገር ብቁልጡፍ ነቶም አብ መስርሕ ዘሎዉ፣ናይቲ ቆልዓ ተመዲቦም ዘሎዉ ቦታ።
ናይ ወላዲ ዕረፍቲ እንተሃሊዩካ ናይ ካልእ ቆልዓ፣ ወይ ከአ ስራሕ አልቦ ተኾዪንካ ቆልዓ መሰል አሎዎ ንመዋዕል
ህጻናት ወይ ፍሉይ ክንክን 15 ሰዓታት አብ ሰሙን።እቲ ጊዜ ካብቲ ሓላፊ ናይ መዋዕል ህጻናት ዪዉሰን።
ኩሉ ቆልዓ መሰል አሎዎ ንመዋዕል ህጻናት ካብ ቆዉዒ ቆልዓ 3 ዕድሜ ዝመልኦ፣ (ሓፈሻዊ መዋዕል ህጻናት)
ንቆልዓ ቦታ ምትሓዝ መሰል አሎዎ ንሓፈሻዊ መዋዕል ህጻናት ክሳብ 525 ሰዓታት/ ዐመት። እዚ ጊዜታት ዪዉሰን
ዐመታዊ ካብቲ መስርሕ ዘሎ፣የገልግል ሓደ ዐይነት ንኹለን ምምሕድዳርን መዋዕል ህጻናትን።
እቲ ምልክታ ናይ ቦታ ዪግባር ተወሓደ 6 ወርሒ ቅድሚ እቲ ቦታ ዝድለየሉ ጊዜ። እቲ ምልክታ ዪግባር ብኤሜይል አብ ናይ ሰተር ምምሕድዳር ድሕሪ ገጽ ወይ አብ ፎርሚ ዪምላእ።
ቦታ ትዒደም አብ ዉሽጢ ዓርባዕተ ወርሒ።
ዝተዐደምካሉ ቦታ እንተዘይደሊኻዮ አይደልዪን ክትብል ትኽይል ኢኻ፣ደሓር ትጽበ ክሳብ ነጻ ቦታ ዝርከብ አብቲ
ትደልዮ ቦታ።እዚ ማለት ሪጋ ክነዉሕ ዪኽይል እዩ፣ ካብ 4 ወርሒ ንላዕሊ።ክትቅበሎ ከአ ትኽይል ኢኻ እቲ
ዝተዐደምካዮ ቦታ ደሓር አብኡ ኮይንካ ንኻሊ ቦታ ክትቅዪር ተመልክት ትኸእል። እቲ ቦታ አብ ክልተ ሰሙን አብ
ስራሕ ክትግበር አሎዎ፣ካብታ መዐልቲ ቦታኻ ዝተሓበረትካ አትሒዙ።ክፍሊት ትኸፍል ካብታ መዐልቲ
ዝተመደበትልካ አትሒዙ ።ናይ ዉላድካ ቦታ መዋዕል ህጻናት፣ ፍሉይ ክንክን፣መዘናግዒ ጊዜን ዘየድልየካ ተኾይኑ
ጠጠው ከተብሎ አሎካ። መግደፊ ጊዜ ሓደ ወርሒ እዩ ካብታ መዐልቲ ዝተመዝገ አትሒዙ ።እዚ ምግዳፍ ዪግበር
ብኤ-ሜይል ናይ ምምሕድዳር፣ አማራጺ ከአ ብፎርሚ አብ ምምሕድዳር ድሕሪ ገጽ አሎ።
ክፍሊት ናይቲ መግደፊ ዘሎ ጊዜ ዪኽፈል ብዘይ የገድስ እቲ ቆልዐ ዪጠቀመሉ አይጠቀመሉ።
እቲ ቆልዐ ምስ ወድኤ መዋዕል ህጻናት፣ወይ ፍሉይ ትምህርቲ ፣አዚለ ንኽጅምር እቲ ቦታ ዘሎዎ አውቶማቲክ
ሽዑዑ ንሽዑዑ ዪሰጋገር ናብ ናይ መዘናግዒ ቦታ፣ ዘይደለየ ክገድፎ ዪኸል በቲ አሰራርሓ መሰረት።
ድሕሪ ፍሉይ ብዙሕ መጽናዒቲ እቲ ቆልዐ-ናይ ቆልዑ ትምህርቲ ኮሚቴ ከግድፈካ ዪኽይል ቆልዐ ቦታ እንድሕሪ ናይ
ቦታ አተሓሕዛ መስርሕ ተዘይተኸቲልካዮ።
ቆልዐ እንተዘይመጺኡ እቲ ቦታ ንኽልተ ወርሒ ክተሓዘልካ ዪኽይል።ብድሕሪኡ ግን ክቃረጽ ዪኽይል ብዝቀልጠፈ
እዋን።ካብ ክልተ ወርሒ ንላእሊ ብኩራት ብግሊ ዉልቂ ዪረኤን ዪግምገምን እቲ ጉዳይ እቲ ቦታ-ቆልዐ ክሕለው
እንተተደልዩ ማለት እዩ።ካሊእ ሓዲሽ ምዝገባ እንተተደልዩ እዚ ክልተ ወርሒ አብዚ ቦታ መሰል የላን።ሓምሌ
ወርሒ ከአ አይትቁጸርን እያ ከም ዕረፍቲ ወርሒ፣
ክፍሊት ዪኽፈል 12 ወርሒ/ዓመት።

ሰተር ምምሕድዳር ዪምድብ ናይ ክፍሊት ዋጋ፣እቲ ክፍሊት ካብ ናይ ሓባር ገዛን፣ ቅድሚ ቀረጽ አታዊኻን ዪረኤ።
ሰባት አብ ሓደ አድራሻ ዝተመዝገቡ አስማቶም፣ ከምሓደ ቤት ገዛ ዪሒሰቡ።ናይቲ ገዛ ዘሎ አታዊታት እዩ መሰረቱ
ንኽፍሊት ወላኻ እቶም ብሓደ ዝነበሩ ናይ ሓባር ዉላድ አይሃልዎም።
ንቆልዓ አብ መዋዕል ሕጻናት ፍሉይ ትምህርቲ ዪኽፈል 3%ካብቲ ናይቲ ገዛ፣ ቅድሚ ቀረጽ አታዊ ንናይ መጀመሪያ
ቁጽሪ 1ቆልዓ (እቲ ዝነአሰ ቆልዓ) 2% ንቆልዓ 2፣ 1% ከአ ንቆልዓ 3፣በቲ ቁጽርታትን አታዊኻን፣ ቆልዓ 4 ካብ
ክፍሊት ነጻ እዩ።
እንድሕሪ እቲ ቆልዓ አብ ክልተ ቤተሰብ ዝነብር ተኾይኑ ይከአል እዩ እቲ ፋክቱር ክከፋፈል።እቶም ወለዲ ክፍሊት
ዪመጾም ነናቶም አታዊ፣ ገዛ መንበሪ፣ ተራይዩ፣ናይቲ ወላዲን ምናልባት ሓዲሽ ሰበይቲ/ሰብአይ/ ሓቢሩ ዝነብርን
ተልዩ ኮምኡ።እቲ ናይ ኩሉ ክፍሊት ካብቲ ግቡእ ንላይሊ አይሕልፍን እዩ ንሓደ ቦታ።እንድሕሪ ክልተ ወለዲ
ዝማቀልዎ ፋክቱር አሎ፣ ሓደ ወላዲ አይደልዪን እንተኢሉ ነቲ ቦታ፣እቲ ሓደ ነቲ ቦታ ዪኸፍሎ ነቲ ኩሉ ክፍሊት
አታዊኡ ተራእዩ።
ክፍሊት የብሉን ንሓፈሻዊ መዋዕል ሕጻናት።ንቆልዓ 3-5 ዕድሜ፣ ንስሩዕ መዋዕል ሕጻናት ቦታ ክፍሊት 150
ክሮና/ወርሓዊ አብ ሓደ ጊዜ ምስቲ ሓፈሻዊ መዋዕለ ሕጻናት ትዕደሞ።
አታዊኻ ክትገድፈልና አሎካ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ምጅማሩ እቲ ምልምማድ ቆልዓ፣ትኽክል ዝኾነ መታን ክፍሊት
ክትኸፍል።
አታዊኻ እንተተቀዪሩ ክትሕብረና ከተምጽኤልና አሎካ ሓዲሽ አታዊ(እንተደንጎኻ አብታ መጨረሻ ወርሒ
ቅድሚ ሓዲሽ አታዊ አብ ግብሪ ምዉዓሉ)ወይ ከአ ሓደ ጊዜ አብ ዐመት ወላ ለዉጥታት አታዊ አይሃሉ።
አታዊኻ እንተዘይ አምጺእኻ ወይ ዝተለወጠ አታዊ እቲ ዝለዐአለ ክፍሊት ትኸፍል። እቶትኩም ክንደ ምዃኑ
ዝሃብኩሙና ሓበሬታን ኣብ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር(ስካተቨርከት) ተመዝጊቡ ዘሎ ኣታውን ነወዳድሮም ኢና።
ዝተመዝገበ ክስተኻኸል ዪከአል ክፍሊት ምስሓለፈ።አታዊኻ ክትሕብር ክትነግር ትኸእል አብ ድሕሪ ገጽ ብኤሜይል ወይ ከአ ብፎርሚ።

Kontakta oss

När du kontaktar oss är det Säters kommuns kundtjänst som tar hand om dina frågor. Om du vill prata med en särskild person eller avdelning kan vi koppla dig vidare.

Öppettider

Måndag–fredag (lunchstängt 12.00 - 13.00): 08.00 - 16.15

Avvikande öppettider kan förekomma i samband med röda dagar, samt dag innan röd dag.

Mejla oss

Skicka ditt mejl till kommun@sater.se.

Ring oss

Prata med oss på tfn 0225-55 000.

Besök oss

Besök oss på Rådhuset, Åsgränd 2, Säter.